ብሪክስ ኖትን ዝጸንሐ ዓብላልነት ዶላር ኣመሪካ ........

By Michael Gidey 49 views 3 hours ago
Show Description
ንመጻኢ ዓለማዊ ቁጠባ ኣብ እንጥምተሉ ዘለና እዋን፡ ሃገራት ብሪክስ በቲ ሓድሽ ባጤራአን ተባዕ ስጉምቲ ይወስዳ ከምዘለዋ እቲ ብሪክስ ኖት ይሕብር። እዚ ተበግሶ እዚ ነቲ ንነዊሕ እዋን ዓንዲ ሕቖ ኣህጉራዊ ንግዲ ኮይኑ ዝጸንሐ ዓብላልነት ዶላር ኣመሪካ ንምፍታሕ ዝዓለመ እዩ። ሃገራት ኣብ ፖሊሲታት ኣሜሪካ ተመርኲሰን ክለዋወጥ ዝኽእል ዶላር ኣብ ክንዲ ዝምርኮሳ፡ ብናይ ገዛእ ርእሰን ቁጠባዊ ረብሓታት ዘንጸባርቕ ባጤራ ንግዲ ክገብራ ዝኽእላ ዓለም እሞ ሕሰብ።
Latest Videos About Us FAQ Terms of Service Copyright Cookie Privacy Contact
© 2025 Febspot. All Rights Reserved.